Paroles

ካልእ ከይ ማሙቕ ኣብቲ ሕቕጎኺ ከይብለጽሉ ነቲ ሽታኺ ለይትን መዓልትን ብዘይ ልዋም ይሓድረልኪ ንሕልናኺ ከይቓለሱዎ ነቲ እምነትኪ ክይሻመውዎ ለይትን መዓልትን ኣቤት በይነይ ዝቕንዘዎ ሓቕኺ እንዲኺ መዓረይ ሻቕሎት ዕድመ ጓል ኮይኑ ሓቕኺ እንዲኺ ወለላይ ንውሳነኺ ፈቲኑ ሃዋሃዋ ፍቕርኺ ኣይለገሰን ካብ ልበይ ይፈትወኪየ ጌና ተጸበይኒ ምጭውተይ ኣንቲ ኮኾብ ጽባሐይ ትብጻሕኩም ከይብሉኺ ኣቐዲምኪ ንገሪ ምሳይ ኮይንኪ ሞጉቲ ተጸበይኒ ተጸበይኒ ምሒልና ኢና ኣብ ቕድሚታ ወርሒ ተጸበይኒ ተጸበይኒ ንብር ኔርክስ ከይትሰጥሚ ኣብ ሰልሚ ተጸበይኒ ተጸበይኒ ቓላት መብጸዓኺ ዘክርዮ ተጸበይኒ ተጸበይኒ ኣብ ሕቕፎይ የዒምኪ ዝበልክዮ ብኸበሮ ጥሪ መንፈስኪ በጃኺባ ኣይትረበሺ ተቐደማኺ ተን መሓዙትኪ ከይሸራረፍ ቲ ሓሳባትኪ ፈትየ ኣይኮንኩን ተደናጉየ ጽብቕተይ ንዓኺ ታይ መኽኒት ደልየ ኩነታት እንድዩ ዝኣሰረኒ ከም ማሕዩር ቐይዱ ዘሳቐየኒ ተጸበይኒ ተጸበይኒ ተጸበይኒ ተጸበይኒ እምበር ንዓኺ ደኣሞ ኣንቲ ሃዋሃዋ ብዙሓትዮም ደለይትኺ ዝወጹልኪ ሓለዋ ሓንሳብ ምስ በሃግኩኺ መዓስ እሞ ዓይነይ ሓስየ ንስኺዶ ትጥለሚ ኪዳን ልቢ ኣትየልክንድየ ብኸበሮ ጥሪ መንፈስኪ በጃኺባ ኣይትረበሺ ተቐደማኺ ተን መሓዙትኪ ከይሸራረፍ ቲ ሓሳባትኪ ፈትየ ኣይኮንኩን ተደናጉየ ጽብቕተይ ንዓኺ ታይ መኽኒት ደልየ ኩነታት እንድዩ ዝኣሰረኒ ከም ማሕዩር ቐይዱ ዘሳቐየኒ ተጸበይኒ ተጸበይኒ ተጸበይኒ ተጸበይኒ እምበር ንዓኺ ደኣሞ ኣንቲ ሃዋሃዋ ብዙሓትዮም ደለይትኺ ዝወጹልኪ ሓለዋ ሓንሳብ ምስ በሃግኩኺ መዓስ እሞ ዓይነይ ሓስየ ንስኺዶ ትጥለሚ ኪዳን ልቢ ኣትየልክንድየ
Writer(s): Samuel Alemu, Abel Kflom Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out