Видео
Видео
Создатели
МУЗЫКА И СЛОВА
Alek Fidel Studio Fidel
Автор песен
Temesgen Fssehaye
Автор песен
ПРОДЮСЕРЫ И ЗВУКОРЕЖИССЕРЫ
Temesgen Fssehaye
Инженер
Слова
ጭክን ኣቢልኪ ባ ከይደልካ በልኒ
ምሕሳብ ተጀመርኩ ተተሰቆረኒ
በደላት ኣብዚሐ ልብኺ ናድመኹ
ነብስኺ ኣይትህሰዪ በልኒ ይህሰይ ኣለኹ።
ፍቕሪ ገዲፈንዴ ቀሊበኪ ንብዓት
ምቕባጸይ ስኢንኪ ጎዲሉኪ ትብዓት
ናተይ ኢልኪ ሒዝክዮ ዘየቋርጽ በደል
እንዳሕመምኩኺ ትሓምለይ ትጸድፍለይ ገደል።
ጨክንለይ'ንዶ ምንፋቕ ክለምዶ
ፍልይ በልኒ'ሞ ቃንዛኺ ክጥዕሞ።
እዚ ስቕታኺ ምሒር ተዋህሊሉ
ከይስውረለይ ኣብዘይትምለስሉ
ኣስተንፍሲ'ንዶ በጃኺ ግንሕኒ ኣብ ቀረባ ኪዲ ኪዲ ኣሻቕልኒ፡፡
ኣብ በይነይ ከስተንትን ክዝክር ክፍትን፡
ክንደይ ሳዕ ኣሎ ምጽማም ንዘይሓመልኪ ብኣይ ምሕማም
ጨካን ልበይ ጨክንሉ ብናፍቖትኪ ክልሎ፡
ብኣኺ ሕሰቢ ንዓይ ኣይትርኣዪ
በጃኺ ኣምብዕኒ ሕነኺ ፍደዪ፡፡
ኣብዚሐ ንእስነት
ሃሴኪ ብኡነት
ጨክንለይ ሓንሳብ ግን ተመለሲ (2)
ምስ ጀመርኩ ምሕሳብ።
Written by: Alek Fidel Studio Fidel, Temesgen Fssehaye