album cover
Natsenet
1,442
Music
Natsenet was released on August 10, 2014 by Habesha poetics as a part of the album Bnatsenet Wegiha Meriyet (Eritrean Music)
album cover
Release DateAugust 10, 2014
LabelHabesha poetics
Melodicness
Acousticness
Valence
Danceability
Energy
BPM92

Credits

PERFORMING ARTISTS
Yemane Barya
Yemane Barya
Performer
COMPOSITION & LYRICS
Yemane Barya
Yemane Barya
Composer

Lyrics

ተቐንጢጡ'ዩ ጸልማት እቲ ዓቢ ድነ
እንሆ ባና ብማዕዶ ብርሃን ኮነ
ተቐንጢጡ'ዩ ጸልማት እቲ ዓቢ ድነ
እንሆ ባና ብማዕዶ ብርሃን ኮነ
ተኸፊቱ እወ መንገዲ ህይወት
ናጽነት ሙኻኑ'ዩ ናይ ሰላም መሰረት
ተቐንጢጡ'ዩ ጸልማት ስዒረዮ
ፋና ዓወት ሽገይ ወሊዐዮ
ተቐንጢጡ'ዩ ጸልማት ስዒረዮ
ፋና ዓወት ሽገይ ወሊዐዮ
ተጸሪጉ እወ መንገዲ ህይወት
ናይ ሓባር ጉዕዞ'ዩ ናይ ሰላም መሰረት
ናጽነት ክብረት'ዩ ንዘልኣለም
ዘይሃስስ ዘይድምሰስ ቀይሕ ደም
ዘይውዳእ ዘይነጽፍ ቀላይ
ሩባ ህይወት'ዩ ፈልፋሊ ጽሩይ ማይ
ሩባ ህይወት'ዩ ፈልፋሊ ጽሩይ ማይ
ናጽነት ክብረት'ዩ ንዘልኣለም
ዘይሃስስ ዘይድምሰስ ቀይሕ ደም
ዘይውዳእ ዘይነጽፍ ቀላይ
ሩባ ህይወት'ዩ ፈልፋሊ ጽሩይ ማይ
ሩባ ህይወት'ዩ ፈልፋሊ ጽሩይ ማይ
ብህይወት ንምንባር ብሰላም
ናጽነት'ዩ መብራህቲ ጸላም
ንራህዋ ቅሳነት እፎይታ
ናጽነት የብላን መሰታ
ብህይወት ንምንባር ብሰላም
ናጽነት'ዩ መብራህቲ ጸላም
ንራህዋ ቅሳነት እፎይታ
ናጽነት የብላን መሰታ
ስልማት መሬት ዕምበባ
ዓለመይ ንሳ'ያ መኽሰባ
ኣብ ጎላጉል ሜዳ'ዩ ሩባ
ኣውሊዐይ እነሀት ዓምቢባ
ኣብ ጎላጉል ሜዳ'ዩ ሩባ
ኣውሊዐይ እነሀት ዓምቢባ
ስልማት መሬት ዕምበባ
ዓለመይ ንሳ'ያ መኽሰባ
ኣብ ጎላጉል ሜዳ'ዩ ሩባ
ኣውሊዐይ እነሀት ዓምቢባ
ኣብ ጎላጉል ሜዳ ኣብ እምባ
ኣውሊዐይ እነሀት ዓምቢባ
ስልማት መሬት ዕምበባ
ዓለመይ ንሳ'ያ መኽሰባ
ኣብ ጎላጉል ኣብ እምባ
ኣውሊዐይ እነሀት ዓምቢባ
ኣብ ጎላጉል ሜዳ'ዩ ሩባ
ኣውሊዐይ እነሀት ዓምቢባ
ስልማት መሬት ዕምበባ ዕምበባ ዕምበባ
ሃገረይ ንሳ'ያ መኽሰባ መኽሰባ መኽሰባ
ኣብ ጎላጉል ሜዳ'ዩ ሩባ
ኣውሊዐይ እነሀት ዓምቢባ
ስልማት መሬት ዕምበባ ዕምበባ ዕምበባ
ሃገረይ ንሳ'ያ መኽሰባ መኽሰባ መኽሰባ
ኣብ ጎላጉል ሜዳ'ዩ ሩባ
ኣውሊዐይ እነሀት ዓምቢባ
ኣብ ጎላጉል ኣብ እምባ
ኣውሊዐይ እነሀት ዓምቢባ
ኣብ ጎላጉል ሜዳ'ዩ ሩባ
ኣውሊዐይ እነሀት ዓምቢባ
Written by: Yemane Barya
instagramSharePathic_arrow_out􀆄 copy􀐅􀋲

Loading...