album cover
Weyney
album cover
Weyney è stato pubblicato il 27 settembre 2018 da Ella Records come parte dell'album Weyney - Single
27 settembre 2018
EtichettaElla Records
LinguaEnglish
BPM77
Melodicità
Acousticità
Valence
Ballabilità
Energia

Testi

ወይነየ ሄሄሄ ዘለላየ
ወይነየ ሄሄሄ ዘለላየ
ነዊሑኒ ኣድኪሙኒ ምጽባይ
ንስኺኸ ትናፍቂ ዶ ከማይ
ነዊሑኒ ኣድኪሙኒ ምጽባይ
ንስኺኸ ትናፍቂ ዶ ከማይ
ዛንታ ዩ ሌላና
ማዕበል ዝውሕጠሉ
ብገጽ ዘይንፋለጥ
ግና ዘይንማኖ
ዓመታት ኣቁጺሩ
ርክብና ካብ ዝሳነ
ሕጂስ ንፍቅርኪ
ምኽኣሉ ስኢነ
ወለላይ
ቲ ልሳንኪ
መዓር ጥብጥብ
ቲ መልክዕኪ
ቀልቢ ይስሕብ
ንዒ ባ ሞ
ተሰኒፈ
ባህጊ ውሽጠይ
ከየዕረፈ
ይኣኽለና ወይኖ
ይኣክል ብማዕዶ
የብቅዕ ምፍልላይ
ምርኻብ ንውለዶ
ንውለዶ ሎሚ
ንውለዶ ፍቅረይ
ወይነየ ወይነይይ
ሎሚ እንድዕለይ
ወለላይ ዘለላየ ንዒባ
ዘለላይ ቲ ኮኾብኪ
ከም ኮኾበይ
ዘለላይቲ ቲ ባህግኺ
ከምቲ ባህገይ
ዘለላይ ልልዑል ጎይታ
ካብ ፈቀዶ
ዘለላይ ንዒ ናባይ
ካብቲ ማዕዶ
ሓሊመንዴ ዘለል ወይኖ
ሰላምታ ኢደይ ላሎይ ነጺግክለይ
ኣፍትሕዮ ብለባማት
ምርኻብ ዩ ኢሎሞ ድሕሪ መዓልታት
ይግበረለይ ኢለ ከም ፋሉ
ወለላየ
ኣሰኪሑኒ እንድዩ ሕልምልም
ኣቲ ወይናየ
ይግበረለይ ኢለ ከም ፋሉ
ወለላየ
ኣሰኪሑኒ እንድዩ ሕልምልም
ኣቲ ወይናየ
ንዕኒ ወዮየ ወይኖ
ነዊሑ ካብ ዝኩነኖ
ሓሊመንዴ ዘለል ወይኖ
ሰላምታ ኢደይ ላሎይ ነጺግክለይ
ኣፍትሕዮ ብለባማት
ምርኻብ ዩ ኢሎሞ ድሕሪ መዓልታት
ይግበረለይ ኢለ ከም ፋሉ
ወለላየ
ኣሰኪሑኒ እንድዩ ሕልምልም
ኣቲ ወይናየ
ይግበረለይ ኢለ ከም ፋሉ
ወለላየ
ኣሰኪሑኒ እንድዩ ሕልምልም
ኣቲ ወይናየ
ንዕኒ ወዮየ ወይኖ
ነዊሑ ካብ ዝኩነኖ
ሓሊመንዴ ዘለል ወይኖ
ሰላምታ ኢደይ ላሎይ ነጺግክለይ
ኣፍትሕዮ ብለባማት
ምርኻብ ዩ ኢሎሞ ድሕሪ መዓልታት
ይግበረለይ ኢለ ከም ፋሉ
ወለላየ
ኣሰኪሑኒ እንድዩ ሕልምልም
ኣቲ ወይናየ
ይግበረለይ ኢለ ከም ፋሉ
ወለላየ
ኣሰኪሑኒ እንድዩ ሕልምልም
ኣቲ ወይናየ
ንዕኒ ወዮየ ወይኖ
ነዊሑ ካብ ዝኩነኖ
ንዕኒ ወዮየ ወይኖ
ነዊሑ ካብ ዝኩነኖ
Written by: Berhane Zemichael
instagramSharePathic_arrow_out􀆄 copy􀐅􀋲

Loading...