album cover
Erey
1,209
North African
Erey은(는) {albumName} 앨범에 수록된 곡으로 2017년 6월 1일일에 Halenga Records에서 발매되었습니다.Erey - Single
album cover
발매일2017년 6월 1일
라벨Halenga Records
멜로디에 강한 음악
어쿠스틱 악기 중심
발랑스
춤추기 좋은 음악
에너지
BPM78

뮤직 비디오

뮤직 비디오

크레딧

실연 아티스트
Semhar Yohannes
Semhar Yohannes
실연자
작곡 및 작사
Efrem Kwada
Efrem Kwada
작곡가
Samuel Almede
Samuel Almede
작사가 겸 작곡가

가사

ዑፈይ ስመርለይ ፡ ክባሃል'ዩ ጽባሕ
ደወል ብስራትኪ ፡ ግድን'ዩ ክጋዋሕ
ኤረየ.......
ለምዕን ጠልን ዝመልኦ ትርኢትኪ
ፍትሕን ሓቅን መለለይ ናትኪ
ኮንክን ተሰሚኽን ብሕብረ-ቃና
ክትሰግሪ'ኺ ናብ ዎሎዶታትና
ኤረና.....
ከም'ቲ ዝኹላዕ ብሓዊ ተፈቲኑ
ዓድና ከምኡ'ኺ ዓድና ወርቂ 'ኺ, ዓደና
ዉህቡ እዩ ፡ ዘለኽዮ መድረኽ
ፍልቀት'ዩ ፡ ደፋእታዊ ክስተት
ግድን ክሕለፍ'ዩ እዚ ኪደት።
ጉዕዞኺ 'ተበዝሖ ፡ ክብን ለጠቕን
ፍኖትኪ 'ተኾነ ፡ ኩርዃሕን ደግዳግን
ትእምርቲ 'ንዳኣሉ ፡ንሕጂን ጽባሕን
ሓዚሉልኪ ይመጽእ፡ ዕድልን ሽሻይን።
ብሕጂ ትኾንዮ እቲ ርጉጽ ትንቢት
ጽልግልግ ምስተሰግረ 'ቲ ብርሃንኪ ቅድድ ምስ በለ
ኮነ ሽዑ ኮነ ማሕረ
ኣሰይ ኣሰይ ደቂ ኤረ
ሸማሕዩ ዓደይ ሽማሕ......ሽማሕዩ ሸማሕ
ሸማሕዩ ኤረይ ሸማሕ........ሸማሕዩ ሸማሕ ጽባሕ
እምባኺ ሜዳኺ ብገልገለ መስቀለ
ማዕጺድ ዝሰብር ቀውዒ ምስኮነ
ቀስተደበና ክዝርጋሕ ኣብ ሰማይኪ
ተራእየኒ ዉቁብ መሰለትኪ።
ሆ ንብል ኣሎና ሆ ንዕቤትኪ
ሆ ንብል ኣሎና ፡ሆ ንሰንደቕኪ
ሆ ንብል ኣሎና፡ ሆ ንጉዕዞኺ
ሆ ንብል ኣሎና ፡ ሆ ንዓወትኪ።
ክሓልፍ'ዩ ኩሉ ፡ ክርህዉ'ዩ ጽባሕ
ደወል ብስራትኪ ፡ ግድን'ዩ ክጋዋሕ
ጉዕዞኺ 'ተበዝሖ ፡ ክብን ለጠቕን
ሓዚሉልኪ ይመጽእ፡ ዕድልን ሽሻይን።
Written by: Efrem Kwada, Samuel Almede
instagramSharePathic_arrow_out􀆄 copy􀐅􀋲

Loading...