album cover
Abela
album cover
Abela은(는) {albumName} 앨범에 수록된 곡으로 2021년 1월 28일일에 Abraham Afewerki에서 발매되었습니다.Hadera
앨범Hadera
Released2021년 1월 28일
라벨Abraham Afewerki
언어English
BPM91
멜로디에 강한 음악
어쿠스틱 악기 중심
발랑스
춤추기 좋은 음악
에너지

가사

ወሲድክያ ወሲድክያ 'ስኺ
ስደድያ ወሲድክያ ስኺ
ግዳ ኣይትጥለምኒ: ሓንሳብ ቃል ኣቲኺ
ሓንቲ ኢያ ልበይ: ወሲድክያ 'ስኺ
ከመይ ከም ዘላ ኽሓትት: ተሸጊራ ኸይትህሉ
'ታይ ከም ትደሊ ኽፈልጥ: ዝጎደላ ኸይህሉ
'ታይ ከም ትብለኒ ኽሰምዕ: ጸምይዋ ኸይህሉ
ዕድል እንተ ሂባትኒ: ፍቕርና ነጠጥዓሉ
ዝባን ፍቕሪ ነቕልለሉ
ኣቤላ... ኣቤላ
ቤላ...
ኣቤላ ኣቤላ ኣቤላ ኣቤላ ቤላ ቤላ
ኣበይ... ኣቤላ
ቤላይ... ኣቤላ
ኣበይ... ከሜላ
ኣበይ... ኣቤላ
ቤላ
ብጥዑም ዕላላ ሩሕ ልበይ ወሲዳ
ዘይሃስስ ምስላ ሰሪጻትለይ ከይዳ
ተናፋቒት ፍጥረት ሕማቕ'ዩ ልማዳ
ከመይ... ከሜላ.ላ.ላ
ሃ... ላላ ላላላ
ዕድላ ኽትቅይር ኣርሒቓ ምስ ከደት
ነዋሕ ደብዳቤኣ ትርፊ ናይ ናፍቖት
ጽምዋ'ያ ትብል ዝኸፍአት ድኽነት
ኣበይ ... ላላ ላላላ
ከመይ ... ላላ ላላላ
ቤላ
ከመይ ከም ዘላ ኽሓትት: ተሸጊራ ኸይትህሉ
'ታይ ከም ትደሊ ኽፈልጥ: ዝጎደላ ኸይህሉ
ጸምይዋ ኸይህሉ
ኣቤላ ...ይ ከሜላ
ከሜላ...
ቤላ ቤላ ቤላ ቤላ ቤላ ኣቤላ
ከመይ... ከሜላ
ኣቤላ... ይ ኣቤላ
ኣበይ... ኣቤላ
ከመይ... ከሜላ
ፍቕረይ ኣይወዳእኩን ኣነ ኣይቀበጽክዋን
ይመጽእ ይኸውን ንራኸበሉ እዋን
ጠሚትካ ኣይትጽገብ ኤሪትራዊት ሄዋን
ከመይ... ከሜላ.ላ.ላ
ሃ... ላላ ላላላ
ብባሕሪ ሰጊራ ኤውሮጳ ወይ ኣብ ጅዳ
ዶ? ውቅያኖስ ሰጊራ ኣሜሪካ ወይ ካናዳ
ሱዳን: ኣዲስ-ኣበባ: ወይ ኣብ ኣስመራ ጻዕዳ
Written by: Abraham Afewerki
instagramSharePathic_arrow_out􀆄 copy􀐅􀋲

Loading...