album cover
Yefkrekaye
670
World
Yefkrekaye은(는) {albumName} 앨범에 수록된 곡으로 2023년 2월 13일일에 Henok Fikadu에서 발매되었습니다.Yefkrekaye - Single
album cover
발매일2023년 2월 13일
라벨Henok Fikadu
언어English
멜로디에 강한 음악
어쿠스틱 악기 중심
발랑스
춤추기 좋은 음악
에너지
BPM97

뮤직 비디오

뮤직 비디오

크레딧

실연 아티스트
Henok Fikadu
Henok Fikadu
실연자
Orthodox Mezmur
Orthodox Mezmur
실연자
작곡 및 작사
Henok Fikadu
Henok Fikadu
작사가 겸 작곡가

가사

የፍቅረካ'የ ♥️ንስኻ ትፈልጥ እምበር
ይኣምነካ'የ ሰንከልከል በዚሑኒ እምበር
ክስዕበካ'የ ምሉእ ፍቅሪ ዓድለኒ
ጉድለት እምነተይ ኣርሒቅካ ተቀበለኒ
ጸልማት እንክወረኒ
ተስፋይ ማሲኑ ልበይ ክደሚ
ርእዩ ክፈስስ ንብዓተይ
ሰማይ ሰንጢቁ መጺኡኒ ጎይታይ
ጸሓይ ኮይንኒ ዓንዲ ብርሃነይ
እየሱስ ንዓይ ህይወት መንገደይ
ኣይተሳዓርኩን ጎይታይ ኣሎኒ
ጉድጓድ ደፊኑ ሂወት ሂቡኒ
ከም ኣምላኸይስ ማንም የለን ×2
ከም እግዚኣብሔር ማንም የለን ×2
ከም ፈጣርየይ ማንም የለን ×2
ከም ኣማኑኤል ማንም የለን ×2
ግሩም ድንቂ'ዩ ኣምላኸይ ግሩም ድንቂ
ግሩም ድንቂ'ዩ ጎይታይ ግሩም ድንቂ
ሰብ ዝደርበዪ ካብ ምድሪ የልዕል እዩ
ዝተረስዐ ኣምላኸይ ይዝክሮ እዩ
ኣብቲ ብርቱዕ ማዕበል ክትኮነኒ ጸጥታ
ጭንቀይ አንዳ ረገጽካ መጺካኒ ጎይታ
ሓይሊ ናይ ሰብ'ሞ ኣበይ ኣድሒኑኒ
የማነይቲ ኢድካ ተዘይትድግፈኒ
ታሪኸይ ቀያሪ መልክዕ መንነተይ
ጸዋዕካኒ ጎይታይ ንስኻ ዕረፍተይ
ተላዒለ ክውርውር ድምጺ ምስጋና
ከናፍረይ ኣፈልፊለ ተላዒለ
ልሳነይ ትምስክር ኣላ ምድሓኑ ርእየ ዓጊበ
ተላዒለ እግረይ ናብ ቅዱስ መቅደስካ
እንሆ ኣንጊሀ ይግስግስ
ተላዒለ ከም ብርቱዕ ገላቢ ፈረስ
ብምስጋና ይመላለስ
ንዑ ንሕበር ንምስጋና
ንዑ ንሕበር ንውዳሴ
ንዑ ንሕበር ንኣምልኾ
ንዑ ንሕበር ንጉባኤ
Written by: Henok Fikadu
instagramSharePathic_arrow_out􀆄 copy􀐅􀋲

Loading...