album cover
Baba Elen
album cover
Utwór Baba Elen został wydany 26 kwietnia 2023 przez Dawit Nega jako część albumu Baba Elen - Single
26 kwietnia 2023
WytwórniaDawit Nega
BPM150
Melodyjność
Akustyczność
Valence
Taneczność
Energia

Tekst Utworu

ዎይነየ ዎይነየ ዎይነየ
ኣብ ሽሕ ተመቐለ ኣታ ዝልበየ
ጋል ጎይታይ ኣፍቂረ ጋል እምበይተየ
ዞርሞ ዞርሞ ዓያቶ ልበየ
ዞርሞ ዞርሞ ዓያቶ ልበየ
ኣያኽኔ ጅግና ካብ ቀደሙ
ዘየኽእሎ ብዓዱ ሰበይቱ
ዓጽሚ ሓመድ ነይህብ ካብ መሬቱ
ዓዶም ልመለሶም ንጸላእቱ
እነዋኽኔ ጅግና ካብ ቀደመን
ወላዲት'የን ኣብሲ ባሕሪ ኸብደኔ
ፍቕሪ ተመሊኡ መቐነተን
ፍጹም ነይፈትዋ ናይማተን
ኣሓንቂቐን የዕቤናኺ ባባ ኢለንየ
እንኮ ውላደን
ሃብኩኺ'ቲ
ሰይ
ኣቤት'ወ
እስክስ ክስስስስ
እኖኺ ባባ ኢለን ባባ ኢለን
እኖኺ ባባ ኢለን ላሎይ ባባ ኢለን
እኖኺ ባባ ኢለን ሊላይ ባባ ኢለን
ጸሓይ ከይወቕዓ ሒዘን ጽላለን
ሕማቕ ከይረኽባ ሕልፊ ውላደን
ሕልፊ ውላደን ሕልፊ ውላደን
ግርማ ናይ ዓዲ ኮይና ውላደን
እስክስ ክስስስስስ
ቸብ
ለሚን ለሚኖ ምባል ለሚደየ
ስረ ኣየታትካ ነገር ለሚደየ
ሃባ እንዶ በለን ምባል ለሚደየ
ለሚን ለሚኖ ነገር ለሚደየ
ኣትን እምበይተይ ደሓን ውዓላ
ኣበይ ገዛኽኔ ኣብ ስቕላ
መን ኢኻ 'ስኻ ከይብላኒየ
ብዙሕየ ጌረ ገዛኽን ካብ ዝቕኒየ
ሕጹየይ ዲኻ ከይብላኒየ
ተበልክወን ሽሮ'ዶ ኣለቅሓኒየ
ጨኒቑኒ ጨኒቑኒየ
ሓንቲ ውላደንየ ስዒራትኒ
ኣቤት'ወ
ሰሓብ በሎ ስከ
ክስክስ ክስስስስ
እምበይተይ ሽሮ'ዶ ኣለቅሓና ኣትኔ ኣይወሓለይ ዲኽን
ኣትኔ ሽሮ'ዶ ኣለቅሓኒ ኢለ'ዶ ክኣቱ ገዛኽን
ኣትኔ እኽሊ'ዶ ኣለቅሓኒ ኣትኔ ኣይሓረስታይ ዲኽን
ሊሎይ ለይለይ
ለሚደኔ ለሚደኔ
ለሚደኔ ሸገ ወሊደን
ለሚዶሜ ለሚዶሜ
ለሚዶሜ ሸገ ወሊዶም
ኩሕሎየ ነይትምኖየ
ኩሕሎየ ፍፁም ነይትምኖ
ወርቂ ሕዛባ ድሙቕ ድባባ
ኣየ ኽጽብቕ ስሩዕ ዓለባ
ስድድ ድድይ
ፀሓይ ከይወቅዓየ ፅላል'ዶ ዓድጉለይ 'ታ ቖልዓ መፅብዓየ
ፀሓይ ከይወቅዓየ ፅላል'ዶ ዓድጉለይ 'ታ ቖልዓ መፅብዓየ
'ታ ቖልዓ መፅብዓየ
'ታ ቖልዓ መፅብዓየ
ጽላል'ባ ዓድጉላ
'ታ ቖልዓ መፅብዓየ
'ታ ቖልዓ መፅብዓየ
ባባ ኢለን ባባ ኢለን ባባ ኢለኔ
ባባ ኢለን ባባ ኢለን ባባ ኢለን
እኖኺ ባባ ኢለን ባባ ኢለን
እኖኺ ባባ ኢለን ላሎይ ባባ ኢለን
እኖኺ ባባ ኢለን ሊላይ ባባ ኢለን
አሐንቂቐናኺየ ባባ ኢለን
እኖኺ ባባ ኢለን ባባ ኢለን
አሐንቂቐናኺ ባባ ኢለን
ድድይ ድድ እድይ
ተኻሒላ ተጣሲማ ተኻሒላ
ተኻሒላ ተጣሲማ ተኻሒላ
ተኻሒላ ተጣሲማ ተኻሒላ
ተኻሒላ ተጣሲማ ተኻሒላ
ተኻሒላየ ፕያሳ ምዓላየ ፕያሳ
ተኻሒላ ተጣሲማ ተኻሒላ
ተኻሒላ ተጣሲማ ተኻሒላ
ተኻሒላ ተጣሲማ ተኻሒላ
ተኻሒላ ተጣሲማ ተኻሒላ
ተኻሒላየ ፕያሳ ምዓላየ ፕያሳ
ሊላይ
ፕያሳ ምዓላየ ፕያሳ ምዓላ
ፕያሳ ምዓላየ ፕያሳ ምዓላ
ኣቤት'ወ
እስክስ ክስስስስ
ኣነ በይነይ ክሓድር ንሳ ምስ ስድርኣየ
ኣይኾንን ኣይኾንን ሕሰብለይ ደኣየ
(ኣይኾንይ ኣይኾንይ ሕሰባሉ ደኣ'የ)
ኣነ በይነይ ክሓድር ንሳ ምስ ስድርኣየ
ኣይኾንይ ኣይኾንይ ሕሰባለይ ደኣየ
(ኣይኾንይ ኣይኾንይ ሕሰባሉ ደኣ'የ)
ኣነ በይነይ ክሓድር ንሳ ምስ ስድርኣየ
ኣይኾንይ ኣይኾንይ ሕሰባለይ ደኣየ
(ኣይኾንይ ኣይኾንይ ሕሰባሉ ደኣ'የ)
እኖኺ ባባ ኢለን ባባ ኢለን
እኖኺ ባባ ኢለን ላሎይ ባባ ኢለን
እኖኺ ባባ ኢለን ሊላይ ባባ ኢለን
Written by: Dawit Nega
instagramSharePathic_arrow_out􀆄 copy􀐅􀋲

Loading...