album cover
Tegomtsets
album cover
Utwór Tegomtsets został wydany 12 sierpnia 2026 przez Hope Music Ethiopia jako część albumu Tegomtsets - Single
12 sierpnia 2026
WytwórniaHope Music Ethiopia
BPM80
Melodyjność
Akustyczność
Valence
Taneczność
Energia

Tekst Utworu

ቦኒቷ
ተወነስለይ
ተጎምጸጽ ተጎምጸጽ
ተዓምጸጽ ተዓምጸጽ
ኣብኡ ርገጽ
እህእ
ኣውኡ ርገጽ
ኣደዋኺ ተሻቒለን ኣቤላ ተበላ
ተዓምጸጺ ተጎምጸጺ ዝበላ ይበላ
በቲ ኽራር ብኸበሮ ብዝመረጽክዮ
ጓይላ Hip-Hop ብተጎምጸጽ ብዝደለኽዮ
ጥውይ'ባ ብተጎምጸጽ ፍቑድ እዩ ኹሉ
ኸም ድላይኪ ሸናዕ በሊ ተዓማጸጽሉ
ተሓጎሲ ተወነሲ ተጎምጸጽ በሊ
ማይ'ዶ ጸባ እንተልናኪ ጸባ ኢኺ ትብሊ
ማይ'ዶ ጸባ? (ጸባ)
ማይ'ዶ ጸባ? (ጸባ)
ማይ'ዶ ጸባ? (ጸባ)
ማይ'ዶ ጸባ? (ጸባ)
ቤላ'ያ ቤላ (ቤላ)
ቤላ'ያ ቤላ (ቤላ)
ናተይ ቤላ (ቤላ)
ምቾት ኣላ
ኣደኺ ዝበላ ይበላ
ኽትሓድሪ ኢኺ ኣብ ጓይላ
ባዕላ ተኣዛዚት'የ
ባዕላ ተወዝዋዚት'የ
እኖኺ ዝበላ ይበላ
ምሕዳርኪ እዩ ኣብ ጓይላ (ጓይላ)
ባዕላ ተኣዛዚት'የ
ባዕለን ተወዝዋዚት'የ
እህእ
ይህ
ተጎምጸጽ: ዚ
ተዓምጸጽ: ዚ
ኣብኡ ርገጽ
ቺኮ
ቦኒቷ
ኣብኡ ርገጽ
ኣደዋኺ ተሻቒለን ኣቤላ ተበላ
ተዓምጸጺ ተጎምጸጺ ዝበላ ይበላ
በቲ ኽራር ብኸበሮ ብዝመረጽክዮ
ጓይላ Hip-Hop ብተጎምጸጽ ብዝደለኽዮ
ጥውይ'ባ ብተጎምጸጽ ፍቑድ እዩ ኹሉ
ኸም ድላይኪ ሸናዕ በሊ ተዓማጸጽሉ
ተሓጎሲ ተወነሲ ተጎምጸጽ በሊ
ማይ'ዶ ጸባ እንተልናኪ ጸባ ኢኺ ትብሊ
ሓውሲ ሓውሲ ትበል ነብሲ
ዕጽፍ ዝርግሕ ተወነሲ
ብተጎምጸጽ ሸናሕ ብሊ
ከውገሐልኪ ተቐበሊ
ኣደኺ ዝበላ ይበላ
ኽትሓድሪ ኢኺ ኣብ ጓይላ
ባዕላ ተኣዛዚት'የ
ባዕላ ተወዝዋዚት'የ (ዋው)
እኖኺ ዝበላ ይበላ
ምሕዳርኪ እዩ ኣብ ጓይላ (ጓይላ)
ባዕላ ተኣዛዚት'የ
ባዕለን ተወዝዋዚት'የ (እህእ)
ተጎምጸጽ ተዓምጸጽ
ኣብኡ ርገጽ
ተጎምጸጽ ተዓምጸጽ
ኣብኡ ርገጽ
ተጎምጸጽ ተዓምጸጽ
ኣብኡ ርገጽ
Written by: Zemen Alemseged
instagramSharePathic_arrow_out􀆄 copy􀐅􀋲

Loading...