Vídeo de música

Vídeo de música

Créditos

Letra

ትመጺ ዶ ኣለኪ
ናፍቆት ክሳዓር
 
ኣንቲ ብሌን ዓይነይ
ብሌን ዓይኒ መዓር
ምጽኒ ምጽኒ ሰሪሕኪ ተኣምር
ደበስ ወጻዓታተይ
ፍቅሪ ክዳማምር
ምጽኒ ምጽኒ ፍሉይ ኣማጻጻእ
ፍቅሪ ይእተወኒ ናፉቆተይ ይዉጻእ
ናፊቀኪ ኣለኩ ፍሉይ ኣናፍቃ
ባዶሽ ኮይና ነብሰይ ካብ ምንባር ሪሒቃ
ክት ኣቱ እንተኮይና ናብ ልክዕ ቦትኣ
ክትህልዊ ኣለኪ ንስኪ ኣብ ጥቕኣ
ቅያ ስርሒ ሒዝኪ በተሪ ሙሴ
ን ታሪክ ዝነበር
መዓር ፍቅሪ ዳግም ከስተማቅር
ከም ዊንታይ ክብርብር
ዘይከ ኣል የለን ሞ የለን
ልብታትና ዉሑድ ኣይቆሰለን
ተበገሲ ኢሊኪ ስለ ፍቅሪ
ጎይታ ላዕላይ ኣሚኒኪ ፈጣሪ
ይጽበ ኣለኩ ባህጊ ከተስምሪ
ከተሕዉይዮ ዘይሓዊ ቁስሊ
ንመዋእል ክድበ ስቃየይ
ቅያ ስርሒ ኩኒ ከም ድላየይ
እቲ ምምጻእ ንዓኪ እዩ ሞ ድሓን
ቅያ ስርሒ ሂወተይ ኣብ ምድሓን
ቅያ ስርሒ ሂወተይ ኣብ ምድሓን
ትመጺ ዶ ኣለኪ
ናፍቆት ክሳዓር
 
ኣንቲ ብሌን ዓይነይ
ብሌን ዓይኒ መዓር
ምጽኒ ምጽኒ ሰሪሕኪ ተኣምር
ደበስ ወጻዓታተይ
ፍቅሪ ክዳማምር
ምጽኒ ምጽኒ ፍሉይ ኣማጻጻእ
ፍቅሪ ይእተወኒ ናፉቆተይ ይዉጻእ
ናፊቀኪ ኣለኩ ፍሉይ ኣናፍቃ
ባዶሽ ኮይና ነብሰይ ካብ ምንባር ሪሒቃ
ክት ኣቱ እንተኮይና ናብ ልክዕ ቦትኣ
ክትህልዊ ኣለኪ ንስኪ ኣብ ጥቕኣ
ቅያ ስርሒ ሒዝኪ በተሪ ሙሴ
ን ታሪክ ዝነበር
መዓር ፍቅሪ ዳግም ከስተማቅር
ከም ዊንታይ ክብርብር
ዘይከ ኣል የለን ሞ የለን
ልብታትና ዉሑድ ኣይቆሰለን
ተበገሲ ኢሊኪ ስለ ፍቅሪ
ጎይታ ላዕላይ ኣሚኒኪ ፈጣሪ
ይጽበ ኣለኩ ባህጊ ከተስምሪ
ከተሕዉይዮ ዘይሓዊ ቁስሊ
ንመዋእል ክድበ ስቃየይ
ቅያ ስርሒ ኩኒ ከም ድላየይ
እቲ ምምጻእ ንዓኪ እዩ ሞ ድሓን
ቅያ ስርሒ ሂወተይ ኣብ ምድሓን
ቅያ ስርሒ ሂወተይ ኣብ ምድሓን
instagramSharePathic_arrow_out

Loading...