Видео

Видео

Создатели

ИСПОЛНИТЕЛИ
Thomas Alazar
Thomas Alazar
Исполнитель
МУЗЫКА И СЛОВА
Thomas Alazar
Thomas Alazar
Композитор

Слова

ሓንሳብ እባ ኣይትተሃወኺ
እግሪ ኽተክል ክደላደል ተጸበይኒ
ከም ሰብ እኳ ዝተኸደንናዮ እዋ ተዘይቀየርና
ናብራ ሓዳር ንኽእሎ'ዶ ከምዚ ኢልና
ንወጾ ዲና ንኽእሎ ዲና
ንወጾ ዲና ንኽእሎ ዲና
ሓፍተየ ኸምዚ ኢልና
ዕድል ሃብኒ እንተኣሚንኪ
እምነት እንተሎ ነባሪ'ዩ ፍቕሪ ተጸበይኒ
ከም ሰብ እኳ ዝተኸደንናዮ እዋ ተዘይቀየርና
ናብራ ሓዳር ንኽእሎ'ዶ ከምዚ ኢልና
ንወጾ ዲና ንኽእሎ ዲና
ንወጾ ዲና'የ ንኽእሎ ዲና
ሓፍተየ ኸምዚ ኢልና
(ፌሩዛ) ሓሳብኪ ሓሳበይ
(ፌሩዛ) ትምኒትኪ ትምኒተይ
(ፌሩዛ) ንዓኺ'ዩ ትጽቢተይ
(ፌሩዛ) ኣኻእሎ ስኢነ እምበር
ምሳኺ'ዩ ዝንበር
(ፌሩዛ) ኢድ ሓጺሩኒ እምበር
ምሳኺ'ዩ ዝንበር
(ፌሩዛ) ሓጎስኪ ሓጎሰይ
(ፌሩዛ) ባህግኺ'ዩ ባህገይ
(ፌሩዛ) ንዓኺ'ዩ ትጽቢተይ
(ፌሩዛ) ኣኻእሎ ስኢነ እምበር
ምሳኺ'ዩ ዝንበር
(ፌሩዛ) ኢድ ሓጺሩኒ እምበር
ምሳኺ'ዩ ዝንበር
ማሕላና ኣይትረስዕዮ
ፍቕርና ኣይትደምስስዮ
ኣብ ሎሚ በጺሕኪ እንታይ ጉያ ኣድልይዎ
ክኾነልኪ እንድየ ጽባሕ ከምቲ ትደልይዮ
ፌሩዝ ሓንሳብ ዕድል ሃብኒ
ፌሩዝ ሓንሳብ ተጸበይኒ
እዋ... ሃ...
ሓንሳብ እባ ኣይትተሃወኺ
እግሪ ኽተክል ክደላደል ተጸበይኒ
ከም ሰብ እኳ ዝተኸደንናዮ እዋ ተዘይቀየርና
ናብራ ሓዳር ንኽእሎ'ዶ ከምዚ ኢልና
ንወጾ ዲና ንኽእሎ ዲና
ንወጾ ዲና ንኽእሎ ዲና
ሓፍተየ ኸምዚ ኢልና
ዕድል ሃብኒ እንተኣሚንኪ
እምነት እንተሎ ነባሪ'ዩ ፍቕሪ ተጸበይኒ
ከም ሰብ እኳ ዝተኸደንናዮ እዋ ተዘይቀየርና
ናብራ ሓዳር ንኽእሎ'ዶ ከምዚ ኢልና
ንወጾ ዲና ንኽእሎ ዲና
ንወጾ ዲና'የ ንኽእሎ ዲና
ሓፍተየ ኸምዚ ኢልና
(ፌሩዛ) ሓሳብኪ ሓሳበይ
(ፌሩዛ) ትምኒትኪ ትምኒተይ
(ፌሩዛ) ንዓኺ'ዩ ትጽቢተይ
(ፌሩዛ) ኣኻእሎ ስኢነ እምበር
ምሳኺ'ዩ ዝንበር
(ፌሩዛ) ኢድ ሓጺሩኒ እምበር
ምሳኺ'ዩ ዝንበር
(ፌሩዛ) ሓጎስኪ ሓጎሰይ
(ፌሩዛ) ባህግኺ'ዩ ባህገይ
(ፌሩዛ) ንዓኺ'ዩ ትጽቢተይ
(ፌሩዛ) ኣኻእሎ ስኢነ እምበር
ምሳኺ'ዩ ዝንበር
(ፌሩዛ) ኢድ ሓጺሩኒ እምበር
ምሳኺ'ዩ ዝንበር
ኣሃ...
ኩነታተይ እናፈለጥኪ ፌሩዛ
ናብራ ገዛይ እናረኣኺ ፌሩዛ
ሃለዋተይ እናፈለጥኪ ፌሩዛ
ናብራ ቤተይ እናረኣኺ ፌሩዛ
ከይድፈነኪ ልበይ ኣይትደርብይኒ ኣብ ኣጎላጉል
ኣነስ ምሳኺ'የ ዝነብር
ከይድፈነኪ ልበይ ኣይትደርብይኒ ኣብ ኣጎላጉል
ኣነስ ምሳኺ'የ ዝነብር
እዋ... ሃ...
ክቕንጠጥ ኢዩ ክርህወኒ
ክድህሎ እቲ ደበና ስእነተይ
እምነትኪ ትጽቢትኪ ከይጎድል
ሓደራ ኣብ ልዕለይ
ክቕንጠጥ ኢዩ ክርህወኒ
ክድህሎ እቲ ደበና ስእነተይ
እምነትኪ ትጽቢትኪ ከይጎድል
ሓደራ ኣብ ልዕለይ
(ኣሃ) ከም ቀደምና ንኹን
(ኣሃ) ንጽባሕ እናዳማዕደና
(ኣሃ) ንስገሮ ሎሚ
ፍቕሪ እናተመገብና
ኣሃ...
ሂ...
ክቕንጠጥ ኢዩ ክርህወኒ
ክድህሎ እቲ ደበና ስእነተይ
እምነትኪ ትጽቢትኪ ከይጎድል
ሓደራ ኣብ ልዕለይ
ክቕንጠጥ ኢዩ ክርህወኒ
ክድህሎ እቲ ደበና ስእነተይ
እምነትኪ ትጽቢትኪ ከይጎድል
ሓደራ ኣብ ልዕለይ
(ኣሃ) ከም ቀደምና ንኹን
(ኣሃ) ንጽባሕ እናዳማዕደና
(ኣሃ) ንስገሮ ሎሚ
ፍቕሪ እናተመገብና
ኣሃ...
ሂ...
ክቕንጠጥ ኢዩ ክርህወኒ
ክድህሎ እቲ ደበና ስእነተይ
እምነትኪ ትጽቢትኪ
Written by: Thomas Alazar
instagramSharePathic_arrow_out

Loading...