Credits
PERFORMING ARTISTS
Semhar Yohannes
Performer
COMPOSITION & LYRICS
Mehari Okbamichael
Songwriter
PRODUCTION & ENGINEERING
Yuel Tekle
Producer
Lyrics
ተፍቅርኒ ዲኺ ትብለኒ መዓረይ
ትፈትውኒ ዲኺ ትብለኒ ሽኮረይ
ትሓስብኒ ዲኺ ትብለኒ መዓረይ
ተሓሰብካዮ'ኸ 'ታይ ድኣ ሽነነይየ
ትፈትውኒ ዲኺ ትብለኒ መዓረይ
ተፍቅርኒ ዲኺ ትብለኒ ሽኮረይ
ትሓስብኒ ዲኺ ትብለኒ መዓረይ
ተሓሰብካዮ'ኸ 'ታይ ድኣ ሽነነይየ
ፈትየካ እንድየ ፍትወት ተበሉኻ
ንመልሓሰይ ዓንዲርሉ ስምካ
ኢድ ምስ ሓዝኩ ስዒሩኒ ፍቕሪ
ሰሪ ዓቕመይ ስኢነ ነጋሪ
ተፍቅርኒ ዲኺ ትሓተኒ
የፍቅረኪ ግዳ ዘይትብለኒ
ተሓሰብካዮ ተገመትካዮ'ኸ
ተሓሰብካዮ ተገመትካዮ
ተሓሰብካዮ ተገመትካዮ'የ
ተሓሰብካዮ ተገመትካዮ
'ቲ ዝመጻካ ካልእ ነገረይ ገዲፈ
'ቲ ዘዕልለካ ናይ ውሽጢ ልበይ ነጊፈ
ዝሻቐለልካ ክሳብ ዝሕዞ ዝጠፍኣኒ
ፍቕሪ'የ ዝብሎ እንድዒ ንስኻ ትብለኒ
እንድዒ እንድዒ እንድዒ
እምበር'ከ እሞ ተሓሰብካዮ
ንፍቕሪ'ዶ ዓይኒ 'ሕሰዮ
ንስኻ'ኸ ተሓሰብካዮ
ንፍቕሪ'ዶ ዓይኒ 'ሕሰዮየ
እንታይ ኣምሲለ
እንታይ ኣምሲለ
ኣታ እንታይ ኣምሲለ
እንታይ ኣምሲለ.
እምበር'ከ ተሓሰብካዮ
ንስኻ'ኸ ተገመትካዮ
ሓወይ'ከ ተሓሰብካዮ
ንፍቕሪ'ዶ ዓይኒ 'ሕሰዮ
ተሓሰብካዮ'ኸ ተገመትካዮ
ተሓሰብካዮ 'ታ ተገመትካዮ
ወግሐ ጸብሐ ዝድውሎ
ልዕሊ መጠን ዝሻቐሎ
ዕላል ፍቕሪ ዝሞልቀኒ
ፈትየካ እንድየ ዝስዕረኒ
እንታይ ኣሎ ዝተርፈኒ
ስለ ፍቕሪ ትሓተኒ
ላለየ... ፈትየካ'የ
ላለየ... ኣፍቂረካየ
ኣለየ... ላለይ
ላለየ...
እንታይ ኣምሲለ
እንታይ ኣምሲለ
ኣታ እንታይ ኣምሲለ
እንታይ ኣምሲለ.
እምበር'ከ ተሓሰብካዮ
ንስኻ'ኸ ተገመትካዮ
ሓወይ'ከ ተሓሰብካዮ
ንፍቕሪ'ዶ ዓይኒ 'ሕሰዮ
ተሓሰብካዮ'ኸ ተገመትካዮ
ተሓሰብካዮ 'ታ ተገመትካዮ
ወግሐ ጸብሐ ዝድውሎ
ልዕሊ መጠን ዝሻቐሎ
ዕላል ፍቕሪ ዝሞልቀኒ
ፈትየካ እንድየ ዝስዕረኒ
እንታይ ኣሎ ዝተርፈኒ
ስለ ፍቕሪ ትሓተኒ
ላለየ... ፈትየካ'የ
ላለየ... ኣፍቂረካየ
ኣለየ... ላለይ
ላለየ...
Written by: Mehari Okbamichael