Lyrics

ጽምዲ ብዕራይ ሸይጠ ንመንገዳ ፍቕረይ ሰዲደያ ኣሜሪካ ክንዲ ዶላር ክንዲ ብዙሕ ሰልዳ ቀይሕ ሕብሪ ደብዳቤ ሰዲዳ ተጨነቕኩ ብጣዕሳ ብዕዳ ዘለኒ ነጊፈ ንመንገዳ ፍቕረይ ሰዲደያ ንሱዕድያ ክንዲ ሪያል ክንዲ ብዙሕ ሰልዳ ናይ ስንብታ ደብዳቤ ሰዲዳ ተጨነቕኩ ብጣዕሳ ብዕዳ ቪዛ'የ ቪዛ ብዙሕ መዘዛ ብሰንክኺ እንድያ ፍቕረይ ግዒዛ ሕሰም ድኽነት ወጅሂ ህይወተይ እናበለሎ ናትኪ ገዲዱ ኣንቲ ፍትውተይ ኣንቲ ኹሕሎ ኣንቲ ወለሎ ዶላር ስደዲ መሊኡ እንተሎ ወይ ተመለሲ ፍቕረይ ብተሎ ኣነ ዘለኽዎ ኣብ ዓዲ ብዘይ መዳቕስቲ በይነይ ኣብ ኣጎዛ ኣይተላዕልለይ ሕማመይ ቃንዛ ውሽጢ ቓንዛ መስጣ ኣለዎ ፍቕሪ ጋመየ ከይመስለኪ ዋዛ ኣብ መቓብርካ እንድዩ ዝጸንሕ ኣብ ናይ ሞት ቃሬዛ ግደፊ'ባ ኣቲ ግደፊ'ባ ከምዛ ኽትምለሲ ክተምስሊ ምሒልኪ ጥሒልኪ ንዓይ ክተእምኒ እንታይ ደኣ ዶላር እናበልኪ ተወናውንኒ ብዕራይ ምስ ሸጥክዎ ስለኺ ሕማቕ ፈዲኽኒ ነዊትን ማሕረሻን ንበይኑ እንታይ ክኾነኒ ግደፊ'ባ ኣየ ግደፊ'ባ ጽምዲ ብዕራይ ሸይጠ ንመንገዳ ፍቕረይ ሰዲደያ ናብ ካናዳ ክንዲ ዶላር ክንዲ ብዙሕ ሰልዳ ናይ ስንብታ ደብዳቤ ሰዲዳ ተጨነቕኩ ብጣዕሳ ብዕዳ ቪዛ'የ ቪዛ ብዙሕ መዘዛ ብሰንክኺ እንድያ ፍቕረይ ግዒዛ ሕሰም ድኽነት ወጅሂ ህይወተይ እናበለሎ ናትኪ ገዲዱ ኣንቲ ፍትውተይ ኣንቲ ኹሕሎ ኣንቲ ወለሎ ዶላር ስደዲ መሊኡ እንተሎ ወይ ተመለሲ ፍቕረይ ብተሎ ኣነ ዘለኽዎ ኣብ ዓዲ ብዘይ መዳቕስቲ በይነይ ኣብ ኣጎዛ ኣይተላዕልለይ ሕማመይ ቃንዛ ውሽጢ ቓንዛ መስጣ ኣለዎ ፍቕሪ ጋመየ ከይመስለኪ ዋዛ ኣብ መቓብርካ እንድዩ ዝጸንሕ ኣብ ናይ ሞት ቃሬዛ ግደፊ'ባ ኣቲ ግደፊ'ባ ከምዛ ኽትምለሲ ክተምስሊ ምሒልኪ ጥሒልኪስ ንዓይ ክተእምኒ እንታይ ደኣ ዶላር እናበልኪ ተወናውንኒ ብዕራይ ምስ ሸጥክዎ ስለኺ ሕማቕ ፈዲኽኒ ነዊትን ማሕረሻን ንበይኑ እንታይ ክኾነኒ ግደፊ'ባ ኣየ ግደፊ'ባ ዝኾነስ ኮይኑ ኣይላቡን'ዩ ዘበኑ ፍቕርን እምነትን ከይሓደረ እንድዩ ዝዓኑ ዶላር ስደዲ ናይ ሰልዲ ደሃይ ግበሪ ንመደዓዓሲ ንዝኽሪ ኣሃይ ግደፊ'ባ ኣይይ ግደፊ'ባ ኣሃይ ግደፊ'ባ ኣይይ ግደፊ'ባ ዝኾነስ ኮይኑ ኣይላቡን'ዩ ዘበኑ ፍቕርን እምነትን ከይሓደረ እንድዩ ዝዓኑ ዶላር ስደዲ ናይ ሰልዲ ደሃይ ግበሪ ንመደዓዓሲ ንዝኽሪ ኣሃይ ግደፊ'ባ ኣይይ ግደፊ'ባ ኣሃይ ግደፊ'ባ ኣይይ ግደፊ'ባ ዝኾነስ ኮይኑ ኣይላቡን'ዩ ዘበኑ ፍቕርን እምነትን ከይሓደረ እንድዩ ዝዓኑ ዶላር ስደዲ ናይ ሰልዲ ደሃይ ግበሪ ንመደዓዓሲ ንዝኽሪ ኣሃይ ግደፊ'ባ ኣይይ ግደፊ'ባ ኣሃይ ግደፊ'ባ ኣይይ ግደፊ'ባ ኣሃይ ግደፊ'ባ ኣይይ ግደፊ'ባ ዝኾነስ ኮይኑ ኣይላቡን'ዩ ዘበኑ ፍቕርን እምነትን ከይሓደረ እንድዩ ዝዓኑ ዶላር ስደዲ ናይ ሰልዲ ደሃይ ግበሪ ንመደዓዓሲ ንዝኽሪ ኣሃይ ግደፊ'ባ ኣይይ ግደፊ'ባ ኣሃይ ግደፊ'ባ ኣይይ ግደፊ'ባ ዝኾነስ ኮይኑ ኣይላቡን'ዩ ዘበኑ ፍቕርን እምነትን ከይሓደረ እንድዩ ዝዓኑ ዶላር ስደዲ ናይ ሰልዲ ደሃይ ግበሪ ንመደዓዓሲ ንዝኽሪ ኣሃይ ግደፊ'ባ ኣይይ ግደፊ'ባ ኣሃይ ግደፊ'ባ ኣይይ ግደፊ'ባ ዝኾነስ ኮይኑ ኣይላቡን'ዩ ዘበኑ ፍቕርን እምነትን ከይሓደረ እንድዩ ዝዓኑ ዶላር ስደዲ ናይ ሰልዲ ደሃይ ግበሪ ንመደዓዓሲ ንዝኽሪ ኣሃይ ግደፊ'ባ ኣይይ ግደፊ'ባ ኣሃይ ግደፊ'ባ ኣይይ ግደፊ'ባ ኣሃይ ግደፊ'ባ ኣይይ ግደፊ'ባ ኣሃይ ግደፊ'ባ ኣይይ ግደፊ'ባ
Writer(s): Writers Unknown, Ursula Yancy Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out