album cover
Teawite
155
Singer/Songwriter
Teawite was released on October 25, 2021 by 2896693 Records DK as a part of the album Tedalo
album cover
AlbumTedalo
Release DateOctober 25, 2021
Label2896693 Records DK
LanguageEnglish
Melodicness
Acousticness
Valence
Danceability
Energy
BPM96

Music Video

Music Video

Credits

COMPOSITION & LYRICS
Tedalo Mehari Yohannes
Tedalo Mehari Yohannes
Songwriter

Lyrics

ብጽብቅታ ድምቀት ወርሒ
ኩሉ ይርሕቃ ብፍርሒ
ማንም እብህጋ ጓል ተድንቃ
ግን መን ክሓታ በይና በቃ
ውሽጡ ሑሩር ወዮ ኣድናቂ
ነብሱ ኣትሒቱ ግርም ብቂ
ደፋር ባህረይ እቲ ዝጸልኦ
ልቢ ኣግዚሙኒ ናይታ ምልዖ
ሕልሚ ድዩ ኣታ ሃለፍታ
ማንም ዝብህጋ
እጠራጠር እሞ እጥምታ እንተ ኣላ ብስጋ
ፍሽኽ ትብለኒ ጠቢቃ ኣብ ሕቁፎይ ለጊባ
ጸጊባ ብፍቅረይ ዓጊባ
ደሚቃ ምሳይ ሓንቂቃ
እሞ እንታይ ኣሎ ዝጎደሎ
ምንባረየ መዓር ጠስሚ ተደመሮ
ኣብ ባሕሪ ኣእትየ ኢደይ እንተስ ክሕጸብ እንተስ ንዓሳ
ሉል ባሕረየ ዕጫይ ንሳ
ማሙቅ ሕቅፎ ናይ ደረታ
ፍቅሪ እፍፍል ኩሉ ነገራታ
ምሩቅ ኮይነ'ኮ ብሰንካ
ገለ ዓለም'ዩ ፍቅርስ እንካ
ሕልሚ ድዩ ኣታ ሃለፍታ
ማንም ዝብህጋ
እጠራጠር እሞ እጥምታ እንተ ኣላ ብስጋ
ፍሽኽ ትብለኒ ጠቢቃ ኣብ ሕቁፎይ ለጊባ
ጸጊባ ብፍቅረይ ዓጊባ
ደሚቃ ምሳይ ሓንቂቃ
ጠሚተ ኣድኒቀ ተመኔ ተዓሚተ
ተቢዕ ቆሪጸ በቲኸ ሓታቲተ
ጠሚተ ኣድኒቀ ተመኔ ሓታቲተ
እስከ'ለ ሓቲተ ረኺበ ተዓዊተ
Written by: Tedalo Mehari Yohannes
instagramSharePathic_arrow_out􀆄 copy􀐅􀋲

Loading...