Music Video

Eliza
Watch {trackName} music video by {artistName}

Credits

PERFORMING ARTISTS
Kiros Asfaha
Kiros Asfaha
Performer
COMPOSITION & LYRICS
Kiros Asfaha
Kiros Asfaha
Songwriter
Telalugy
Telalugy
Composer

Lyrics

የዒንትኺ ምስለይ ከቛምታ ምናትኪ ሽምጠይ ክቕነታ ከናፍርኪ ስዒመ ክጠልል ዕላልኪ ሰኒቐ ክውዕል ይራኣየኒ ኩሉ በብሓደ ናፍቖት ፍቕርኺ እናገደደ ይኸይድ እናገደደ ክንዛወር ቡን ሻሂ ክንብል መጻኢና ሓቢርና ክንስእል ኤሊዛ እወ ኤሊዛ ስሕት ኢልኪ ገዛና ክትመጺ ትራኣይኒ ሃዲእኪ ክትረግጺ እ... ዉ... ይ . ፍቕሪ ቕደመይ ከሜለኺ ከመይ ኣብ ታሪኽ ፍቕርና እታ ንግስቲ ለይቲ ኣብ ልዕለይ ፍትወትኪ ክትገልጺ ምእንቲ ንብዓት ዘሰነዮ ህያብኪ ክቕበል ይረኣየንሞ ከብደይ ይገማጠል የዒንትኺ ምስለይ ከቛምታ ምናትኪ ሽምጠይ ክቕነታ ከናፍርኪ ስዒመ ክጠልል ዕላልኪ ሰኒቐ ክውዕል ይራኣየኒ ኩሉ በብሓደ ናፍቖት ፍቕርኺ እናገደደ ይኸይድ እናገደደ ኣከዳድናኺ ግዜ ዝጠለቦ ሰገናይ ክሳድኪ ወርቂ ንኸበቦ ኤሊዛ እወ ኤሊዛ ኣፍልብኺ ኣራንቺ ዝዓምበቦ ኣበይሞ ሎሚ እንተ ዝረኽቦ እ... ዉ... ይ . ፍቕሪ ቐደመይ ከሜለኺ ከመይ መዓር ክንስኺ መሊስኪ ትምዕሪ ቅንዕቲ ሰብ ኔርኪ ስውእቲ ንፍቕሪ ኣይ ሃሰስክን ድማ ደሚቕኪ'ቋ ድኣ ሓለፋ ኣለኪ እምበር ካብቲኣ ካብቲኣ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ናይትማሊየይ ኤሊዛ ሎሚወን ኣለኺ ኤሊዛ ከመይ'ለ ክርስዕ ኤሊዛ ትርስዒ ዲኺ ኤሊዛ ባራት ቤት ሻሂታት ኤሊዛ ለይታዊ ትልሂታት ኤሊዛ ዝኽርታትኪ ኣለዎም ኤሊዛ ኩሎም ጎደናታት ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ጾግርኺ ኣብ ደረተይ ኤሊዛ ክንስነስ ከም ሰቲ ኤሊዛ ዓይንኺ ዓሚትኪ ኤሊዛ ከንፈርኪ ክትከፍቲ ኤሊዛ ማይ ካብ ከናፍርኪ ኤሊዛ ቐዲሐ ክሰቲ ኤሊዛ ከመይ ክርስዖ ኤሊዛ ይርሳዕ ድዩ'ቲ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ጾግርኺ ምስ ንፋስ ኤሊዛ ፊልፊል እና በለ ኤሉዛ ምስቲ ቖመናኺ ኤሊዛ ብማዕዶ ዝልለ ኤሊዛ'ቲ ቦቕባቕ ከብድኪ ኤሊዛ ካብ ኣደ ዘይፍለ ኤሊዛ ድቃስ ከሊኡኒ ኤሊዛ ኣብ ዓይነይ እና ተሳእለ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ ኤሊዛ...
Writer(s): Kiros Asfaha Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out