音乐视频

音乐视频

制作

出演艺人
Shewit Mezgebo
Shewit Mezgebo
键盘
作曲和作词
Bereket Woldu
Bereket Woldu
作曲
Misgina Aregay
Misgina Aregay
词曲作者
制作和工程
Shewit Mezgebo
Shewit Mezgebo
制作人

歌词

ክንደይ ድኣ ቃሕ ትብል ርእሲ ኩላቶም'የ
ንዓኻ ክወልዳስ 'ታይ ተሳሂለን'የ
ፍቕርኻ ሓያል እንድዩ ኣበይ ክኽእሎ ኢልካኒ
ንዓይ ምሓሸኒ እንዶ ንዓይ ምሓሸኒ
ተማሪኸልካ ኣነ ከዕብደኒ ፍቕሪ ፍቕሪ እንዳበለ
ወሲድካያ 'ዛ ልበይ ሃኒነልካ በቃ ከምቲ ዘየለ
ተማሕጺነ ተረድኣኒ ድልየተይ
ገጸይ ርኢኻ ብሞተይ'የ
ውይ ኣንታ ህይወተይ
ኣንታ ጸሓይ ናይ ማዕዶ (ሃይላሎ)
ንዓይ ምሓሸኒ እንዶ
ልብኻ ሃባ ተሎ (ሃይላሎ)
ፍቕሪ ኸኣ ደስ ክብሎ
ሃይላሎ
ወላ ኣይረኣኹን ኣብ ህይወተይ ዝማረኸኒ ኸማኻ
ተዘሪገልካ ሓቂ ግዳ ንዓይ ንዓይ ተበላኻ
ቅረብ ንዓ ናባይ ፍቕርኻ ሃበኒ
ስዕም ከብለካስ ቅሩብ ተሓሸኒ
ኣነ ድኣ ፈቃር ኢለልካ ሃነነንየ
እንታይ ድኣ 'ብሃል ፍቕሪ'ዶ ዕብዳንየ
ኣይረኣኹን ኣነ ኸማኻ ሻመይ መሀነን ኢኻ
ፍሽኽ ኢልካ ልቢ ትወስድ ሽኮር መን ድኣ እብሉኻ
ሰብ ከም ዘየለ ንዓይ ከም ቦኽሪ ኣዳም
ሓደ ኾይንካኒ በቃ ወይ ኣነ ጉዳም
ወይ ኣነ ጉዳም
ይገደኒ'ሎ ፍቕሪ እናሓደረ
ካልኣይ የብልካን ፍጹም ዝመዓራረ
ዝመዓራረ
ተማሪኸልካ ኣነ
ጉድ ኣምጺኡ 'ባ ዓይነየ
ወሲድካያ 'ዛ ውነየ
ከይወስዳለይ ኢለ
ከይቅድማኒ ሓላለይ
ኣፍቃሪትካ እንድኣለይ
ኣነ ድኣ ፈቃር ኢለልካ ሃነነንየ
እንታይ ድኣ 'ብሃል ፍቕሪ'ዶ ዕብዳንየ
ኣይረኣኹን ኣነ ኸማኻ ሻመይ መሀነን ኢኻ
ፍሽኽ ኢልካ ልቢ ትወስድ ሽኮር መን ድኣ እብሉኻ
ሰብ ከም ዘየለ ንዓይ ከም ቦኽሪ ኣዳም
ሓደ ኾይንካኒ በቃ ወይ ኣነ ጉዳም
ወይ ኣነ ጉዳም
ፍቕሪ ሓያል'ዩ ሻመይ ኣነ እኽእሎ'ዶ
ተዘኽእለኒስ ንዓይ ምሓሸኒ እንዶ
ምሓሸኒ እንዶ
ተማሪኸልካ ኣነ
ጉድ ኣምጺኡ 'ባ ዓይነየ
ወሲድካያ 'ዛ ውነየ
ከይወስዳለይ ኢለ
ከይቅድማኒ ሓላለይ
ኣፍቃሪትካ እንድኣለይ
ኣነ ድኣ ፈቃር ኢለልካ ሃነነንየ
እንታይ ድኣ 'ብሃል ፍቕሪ'ዶ ዕብዳንየ
Written by: Bereket Woldu, Misgina Aregay, Samuel Alemu
instagramSharePathic_arrow_out

Loading...