album cover
Eda (Eritrean Music)
20
非洲音樂
Eda (Eritrean Music) 由 ela records 於 2025年2月12日發行,收錄於專輯《 》中Zemen'yu (Eritrean Music)
album cover
發行日期2025年2月12日
標籤ela records
旋律
原聲音質
Valence
節奏感
輕快
BPM76

積分

歌詞

ዓወንወን 'ተበልኩ,,,ከም ጣፋሽ ነጋዳይ
ኣይትደንግጹለይ,,,ኣይደልን ኣባዳይ
ባዕለይ'የ ዝፈልጦ,,,መጠን ክብደት ዕዳይ
ትም በሉ 'ቕጸዓኒ,,,'ቲ ቕኑዕ ፈራዳይ
-----//-----
ርግቢ ኔራትኒ,,,ዘይትግባእ ንዓይ
ፍቕረይ ማሪኹዋ,,,ከም ጨካን ዘራዓይ
ኣብ ትሕተይ ኣውዲቑ,,,ዘይኢዳ ንፍዳ
ክትርገጽ ፈረዳ
-----//-----
ዕፎየ በሪራ,,,
ኣይነበራን,,,ናይ ምህዳም ዕላማ
ክትስወር ከተጥፍእ ህጣማ
እዚ'ኳ 'ሳ ኮይና ርግበይ,,,ምሒር ተጸሚማ
-----//-----
ዕፈይየ በሪራ,,,
ንጡሙይ ልባ ንጡሙይ ልባ ፍቅሪ ከይቅልቦ
ርግበይ ከሲረያ ፍቅረይ ከሲረያ ሰኣን ኣቃልቦ
-----//-----
ብኣጋ ገና ከይቀተረ
ድለዩለይ,,,ክልምና ይቕረ
ኢሉ እንድዩ ኣቦ,,,ንይቕረን ውዕለትን
ልቦና 'ምበር,,,ግዜ ኣይሓትትን
ፍቅሪ ክትሃንጽ ሚሒር ተቃሊሳ
ካባይ ከይረከበት ምስጋና ወደሳ
ከመይ ዘይትደክም ኣብ ዘይብሉ መለሳ
ስጋ እንድያ ለቢሳ
እምበር ንሳ ድኣኣኣኣኣኣኣኣኣ
ኣላሽ ኣይትብል መከራ ኣይሕምቃ
ንዓይ ምፍቃራ እዩ ኮይኑዋ ወደቃ
ተስፋ ምስ ሰኣነት ካባይ በሪራ ሪሒቃ
እምበር ንሳ ድኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣ
ንጡሙይ ልባ ንጡሙይ ልባ ፍቅሪ ከይቅልቦ
ርግበይ ከሲረያ ፍቅረይ ከሲረያ ሰኣን ኣቃልቦ
ብኣጋ ገና ከይቀተረ
ድለዩለይ,,,ክልምና ይቕረ
ኢሉ እንድዩ ኣቦ,,,ንይቕረን ውዕለትን
ልቦና 'ምበር,,,ግዜ ኣይሓትትን
instagramSharePathic_arrow_out􀆄 copy􀐅􀋲

Loading...