Music Video

Featured In

Credits

PERFORMING ARTISTS
Abreham Gebremedhin
Abreham Gebremedhin
Performer
COMPOSITION & LYRICS
Abreham Gebremedhin
Abreham Gebremedhin
Songwriter
Dawit Solomon
Dawit Solomon
Songwriter

Lyrics

ሓቂ ኽነግረኪ እመንኒ ልበይ ትሑዝ ኮይኑ እምበር ንፍቕሪ'ዶ ተዓቤሉ ኢልክኒ መፍትሕ ፍቕሪ ሒዛ እንተ ክትከፍቶ እንተስ ክትዓጽዎ ከማኺ ጓል ሄዋን'ያ ካን ልበይ ብሒታቶ ፈታዊተይ ኣይተስተማስሊ እንዶ ደይከውን ኮይኑ እምበር ብኣኺ'ዶ ጨኪነ ኢልክኒ ግን ንዘይኮነኪ ሕራይ ተበልኩ'ኸ 'ታይ ይዓብሰልኪ ሓቂ ኽነግረኪ ኣይትቀየምኒ መላፍንቲ ኣላትኒ ኣበይ'ሞ ጽብቕተይ ኣነ ኣይኮንኩን እምበር ጽሕፍቶኺ መቕለብክዎ ሕራይ ኢለ ፍቕራዊ ሕቶኺ 'ስኺ ግዳ ካብ ሰብኪ ዘናኣስኩኺ መሲሉኪ እምበር መልክዕ ድኣ ጓልኪ እንድያ ግን እንታይ'ሞ እገበር ሓቂ ኽነግረኪ እመንኒ ልበይ ትሑዝ ኮይኑ እምበር ንፍቕሪ'ዶ ተዓቤሉ ኢልክኒ መፍትሕ ፍቕሪ ሒዛ እንተ ክትከፍቶ እንተስ ክትዓጽዎ ከማኺ ጓል ሄዋን'ያ ካን ልበይ ብሒታቶ ፈታዊተይ ኣብ ቦታኺ ኾይነ ምረትኪ ይፈልጦ'የ ግን ኣነ ኣይኮነክንየ እሃብኪ ኣኻእሎ ከይተርፍ'ዶ ንዓኺ ዝበሎ ሓቂ ኽነግረኪ ኣይትቀየምኒ መላፍንቲ ኣላትኒ ኣበይ'ሞ ጽብቕተይ ኣነ ኣይኮንኩን እምበር ጽሕፍቶኺ መቕለብክዎ ሕራይ ኢለ ፍቕራዊ ሕቶኺ 'ስኺ ግዳ ካብ ሰብኪ ዘናኣስኩኺ መሲሉኪ እምበር መልክዕ ድኣ ጓልኪ እንድያ ግን እንታይ'ሞ እገበር
Writer(s): Elias Woldemariam, Dawit Solomon Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out