Music Video

Featured In

Credits

PERFORMING ARTISTS
Tedros Hagos
Tedros Hagos
Performer
COMPOSITION & LYRICS
Dembena Singers
Dembena Singers
Songwriter
Tedros Hagos
Tedros Hagos
Songwriter

Lyrics

ኣፍቂሩለይ ልበይ ተሓጒሰ ሕጉስ ኢለ ኣፋሊጣትኒ ምስ 'ዛ ነብሰይ ንኽላለ ፍቕሪ ኢያ ንሳ ልዕሊ ኣፍቃሪት እመኑኒ ልበይ እኮ ምስኣ ከምዘይፈልጦ ኣጓንዩኒ ድሌተይ ክደሊ ምስ ወፈረ ኣለልያ ልበይ ውሻጠኣ ጌራቶ ውሽጠይ ኣወናዊናቶ ንልበየ ውሽጡ ሰፊራ ኣጒዳ ናይ ፍቕሪ መጋርያ ፍቕራ ኣብ ልበይ ኣሳዊራ ትስሕነሉ ለካ ኔራ ውሉፍ ፍቕራ ጌራትኒ ልበይ ሒዛስ ሒዛትኒ ካልእ ሰብ ዘይነብራ ዓለም ኢያ ንዓይ ካባይ ዘይትፍለ ኩሉ ግዜ ጥቓይ ልዕሊ ዝቕንዘዎ ትቕንዞ ቓንዛይ ኣፍቃሪት ዘይኮነት ፍቕሪ ኢያ ንዓይ ዘይፈልጦ ትፈልጥ ፈላጥ ፍቕሪ'የ ፈሊጠ ውሽጣ ኢዩ ውሽጠይ ንዘልኣለም ተቐመጠ ንፍቕራ ኣሚነ እመኑኒ ክእመንየ ልዕሊኣ ኣብዛ ዓለም ካልእ ነገር ኣይምነንየ ኣፍቂራ ትፍቀር ፈጢሩ ሂቡኒ ፈጣሪ ሓርዩኒ ሕርይቲ ክሓሪ ኣፍቂራ ትፍቀር ፈጢሩ ሂቡኒ ፈጣሪ ሓርዩኒ ሕርይቲ ክሓሪ ከም ትማሊ ተዝህሉ ኣፈይ ካልእ ምበልክሉ ሳልኣ ግን ገዲፈዮ ፈቃር ልበይ ተላሌዮ ወረ ሰብ ክዘንብ ክራማት ኣብ ልዕለይ ፍቕሪ ከሲሱኒ ንዓይ ፈቃር ከሎ ልበይ ጠበቓ ፍቑራት ፍቕሪ ኢያ ንዓይ ልዕሊ'ቲ ዝሪኦ ኣርኢያትኒ ምርኣይ።
Writer(s): Tedros Hagos @brhan Media Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out