album cover
Nski'do Tbdeli (Eritrean Music)
album cover
Nski'do Tbdeli (Eritrean Music) was released on May 27, 2015 by Habesha poetics as a part of the album Best Of Jemal Romodan (Eritrean Music)
May 27, 2015
LabelHabesha poetics
BPM
Melodicness
Acousticness
Valence
Danceability
Energy

Lyrics

ምስ ሕልፈት ዶ ይፅብፀብንስኺ ዘሕለፍክዮ
ከሰል ከዲነኪ ንእስነትኪ በሊዐዮ
ቅድሜኺ ይስጥሐኒ ኣብ ምንታየይ ውዒልኪ
ከም ፅሕፍቶኺ ተቐቢልክዮ የሕርር እናበልኩኺ
ኣብ ዝባንኪ ደይበ ካባኺ ይነውሕ ዝበልኩ
ንነብሰይ ተጋግየ መቕርበይ እኳ ዘጋገኹ
ሒሊናይ ረቲዑኒ ኣብ ብርክኺ ክድፋእ
ልብኺ ጎዲኤዮ ገዳኢኺ ይጎዳእ
ኣዮዮዮዮዮኣዮዮዮ ላሊላላይላሊላሊላይ
ከርሲ ፈቃር ከም ኣዶ እዮ ዋላ እውን እንተተበደለ
ይጉሂ እምበር ኣይጭክን ፍቕረይ ሕልናኺ እኳ እንተበለ
ግደፍኒ ከስተንፍስ ንብዓተይ ክኽዕዎ ኣየ... የ
ኤህ እኳ ዘይበልክኒ ዓቕልኺ ንኹሉ ኪኢልዎ
Written by: Habesha Poetics, Jemal Romodan
instagramSharePathic_arrow_out􀆄 copy􀐅􀋲

Loading...