Lyrics

ኣንቲ መርሃዊት ፍቕረይ ማዕዶ ዘለኺ እናፍቕ ኣሎ ልበይ ምሒር ንዓኺ ምፍልላይ ምስ ኮነ እዋይ ሃንደበት ኣሕልፎ'ለኹ በይነይ ናብራ ደልሃመት ኣንቲ መርሃዊት ፍቕረይ ማዕዶ ዘለኺ እናፍቕ ኣሎ ልበይ ምሒር ንዓኺ ምፍልላይ ምስ ኮነ እዋይ ሃንደበት ኣሕልፎ'ለኹ በይነይ ናብራ ደልሃመት ፀልማት ይኹን ብርሃን ይኹን ብርሃን ኣብዝኾነ እዋን ሕርይቲ ካብ ኩለን ካብተን ደቂ ሄዋን ፀባይኪ ንኽገልፆ ይሓፅሩኒ ቃላት ንሽምኪ ዘወድሱ ስኢነ ፊደላት መቐረት ናይ ፍቕሪ ገና ከይፀገብና ሓቂ ድዩ ኣየ ብኡነት ጊዜ ፈላልዩና ውብ ናይ ሃሳብ ማዕበል በይነይ ተንሳፊፈ ይጓዓዝ ኣለኹ ዕድለይ ነቒፈ ተፈጥሮ ኮይኑኒ ከምሰብ 'ተሰሓቕኩ ጥዒሙኒ ኣይኮነን ዝነብር ዘለኹ ካብ ልበይ ፈልፊሉ ብመሽረብ ኣዒንተይ ከም ማይ ይፈስስ'ሎ ዝሕንዝሕ ንብዓተይ ከም ማይ ይፈስስ'ሎ ዝሕንዝሕ ንብዓተይ ኣንቲ መርሃዊት ፍቕረይ ማዕዶ ዘለኺ እናፍቕ ኣሎ ልበይ ምሒር ንዓኺ ምፍልላይ ምስ ኮነ እዋይ ሃንደበት ኣሕልፎ'ለኹ በይነይ ናብራ ደልሃመት ኣንቲ መርሃዊት ፍቕረይ ማዕዶ ዘለኺ እናፍቕ ኣሎ ልበይ ምሒር ንዓኺ ምፍልላይ ምስ ኮነ እዋይ ሃንደበት ኣሕልፎ'ለኹ በይነይ ናብራ ደልሃመት ፀልማት ይኹን ብርሃን ይኹን ብርሃን ኣብዝኾነ እዋን ሕርይቲ ካብ ኩለን ካብተን ደቂ ሄዋን ፀባይኪ ንኽገልፆ ይሓፅሩኒ ቃላት ንሽምኪ ዘወድሱ ስኢነ ፊደላት ኣብቲ ፅምው ስፍራ ፀላምሸት ፍቕሪ ንፋስ ቀዝሒ ሰማይ ሽው ክብል ብናህሪ ዘሕለፍናዮ እዋን ፍቕሪ 'ናማሞቕና ይረኣየኒ'ሎ ወኻዕኻዕ ዕላልና ካብ ትፈትዋ ሄዋን ኣዝዩ ካብተፍቅራ ዝልመድ ኣይኮነን ተነፂልካ ናብራ ዝፀሮ ኣይመስለንን ከምዙይለስ ብሓቂ ኣይተበርሃንን ስቓይ ዓለም ጭንቂ ኣይተበርሃንን ስቓይ ዓለም ጭንቂ ኮኾብ ሰማይ ኮኾብ ሰማይ ተመለሲ ልበይ ኣብድዮ ኣይክእሎንየ ኣይክእሎንየ ምልማድየ ስኢነዮ ኮኾብ ሰማይ ኮኾብ ሰማይ ተመለሲ ልበይ ኣብድዮ ኣይክእሎንየ ኣይክእሎንየ ምልማድየ ስኢነዮ ላላሎይ ናናኖይ ላላሎይ ናናኖይ ኮኾብ ሰማይ ኮኾብ ሰማይ ተመለሲ ልበይ ኣብድዮ ኣይክእሎንየ ኣይክእሎንየ ምልማድየ ስኢነዮ ኮኾብ ማዕዶ ተመለሲ ተመለሲ ልበይ ኣብድዮ ኣይክእሎንየ ኣይክእሎንየ ምልማድየ ስኢነዮ ናናኖይ ናናኖይ ላላሎይ ናናኖይ ኮኾብ ሰማይ ተመለሲ ተመለሲ ልበይ ኣብድዮ ኣይክእሎንየ ኣይክእሎንየ ምልማድየ ስኢነዮ ኮኾብ ሰማይ ኮኸብ ማዕዶ ተመለሲ ልበይ ኣብድዮ ኣይክእሎንየ ኣይክእሎንየ ምልማድየ ስኢነዮ ላላሎይ ናናኖይ ላላሎይ ናናኖይ
Writer(s): Danial Tekle Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out