Music Video

Abraham Gebremedhin Tedebise
Watch {trackName} music video by {artistName}

Credits

PERFORMING ARTISTS
Abraham Gebremedhin
Abraham Gebremedhin
Performer
COMPOSITION & LYRICS
Danial Tamere Tekle
Danial Tamere Tekle
Songwriter

Lyrics

ተደቢሰ ነኣኪ ብምፍካረይ ተጋሂዱ ናይ አመታት ህልመይ ርህርህቺስ ክስሱ ነይ መዐረይ ና ባረቅኩ ትርሶ ንፍቅረኪ ንዝሀዘነይ ልቢ ደቢስኪዮ ንስደተኛ ሀሳበይ በንስኪዮ ዝገመከ ተስፋ ዘሪክለይ ተሳዊቲ ንግርግር ካህበለይ ኒሻነኪ ኮኮብ ስልማተይ ለዕልኩለ ነዐይ ደባሲተይ ሂይወትኪ ተስፋ ዘስ መቅኒ ካብ ፀባህና ብርሃና ዘውሳከኔ መታ ልበይ ነዐይ ክቀስነለይ ሄለው ክበር ከጂ ደውልለይ ኣኽሊል ፍቅረይ ኮላይ ይወኒለይ ከምስገኪ ሳባ ንገስለይ ንገስለይ ክረኺለይ ፅገሂለይ አዶከንኪ ነከም ደቀይ ሀብ ህብለይ ኪዳን ንግበር ሽምዐፈኸሪ ወዲዕለይ ተደቢሰ ነኣኪ ብምፍካረይ ተጋሂዱ ናይ አመታት ህልመይ ርህርህቺስ ክስሱ ነይ መዐረይ ና ባረቅኩ ትርሶ ንፍቅረኪ ንዝሀዘነይ ልቢ ደቢስኪዮ ንስደተኛ ሀሳበይ በንስኪዮ ዝገመከ ተስፋ ዘሪክለይ ተሳዊቲ ንግርግር ካህበለይ ኣይፅበቅንታ ናይ ሎቶሪ ታይከአብፅ ጥርዒት በዘይ ክኽሪ ሀፋኺዩ ነዐይፂ ዝህሸኒ ሽታ ሂወት ተስፋ ዝህበኒ ካብ ሀዘነይ ነዐይ ደቢስክኒ ከይሰደፍኩ ናብ ኽብር መሊስኸኒ ብሩህ ተስፋን ኾላይ ለግስኽኒ አጋም እሸት ኮክታስ ቀሪህ ኦኒ ንገስለይ ክረኺለይ ፅገሂለይ አዶከንኪ ነከም ደቀይ ሀብ ህብለይ ኪዳን ንግበር ሽምዐፈኸሪ ወዲዕለይ
Writer(s): Danial Tamere Tekle Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out