album cover
Tekedime
322
African
Tekedime was released on August 18, 2010 by Le Rêve Africain as a part of the album Mslekhi iu
album cover
Release DateAugust 18, 2010
LabelLe Rêve Africain
Melodicness
Acousticness
Valence
Danceability
Energy
BPM162

Music Video

Music Video

Credits

PERFORMING ARTISTS
Ghirmay Andom
Ghirmay Andom
Lead Vocals
COMPOSITION & LYRICS
Ghirmay Andom
Ghirmay Andom
Songwriter

Lyrics

ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ከተቋምትኒ
ደሃየይ ምስ ሰኣንኪ መሲልኪ ኢሎምኒ
ወይ ኣነ
ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ከተቋምትኒ
ደሃየይ ምስ ሰኣንኪ መሲልኪ ኢሎምኒ
ወይ ኣነ
ኣ. ሃ ሃ
ኦሆሆ ኣሄሄ
ሃ ሄሄ
ሆሆሆ
ኣ. ሃ ሃ
ኣሃሃ ኣሄሄ
ኣሄሄ
ንዓኺ ዝረኸበ ኣምላኽ ሂብዎ
ፍቕርኺ ዘስተማቐረ ተዓዲልዎ
እቲ ናተይ ዝነበረ ኩሉ ወኒንዎ
እዋይ ኣነ
እዋ... ይ ኣነ
ተቐዲመ
እዋይ ኣነ ኣሃሃሃ
እቲ ሰፊሕ ዳስኪ ልበይ ዘተስከረ
ንዓኺ ንጋማ ንዓይ ንጽላለ
ሓቅኺ ዶንግየኪ እንታይ ዘይገበርኪ
ንስኺ
ሓቅኺ ዶንግየኪ እንታይ ዘይገበርኪ
ንስኺ
ኣ. ሃ ሃ
ኦሆሆ ኣሃሃሃ
ኣ ሄሄ
ሆሆሆ
ኣ. ሃ ሃ
ኣሃሃ ኣሄሄ
ኣሄሄ
I wish if I could see you again
For the last moment just to sit by your side
Remembering the good days
Before time for goodbye
ኣነ
ሓቅኺ ዶንግየኪ እንታይ ዘይገበርኪ
ንስኺ
እዋይ ኣነ
እዋ... ይ ኣነ
ተቐዲመ
እዋይ ኣሃሃሃ ኣሆሆ
Written by: Ghirmay Andom
instagramSharePathic_arrow_out􀆄 copy􀐅􀋲

Loading...