album cover
Hello Mama
60
African
Hello Mama was released on March 8, 2018 by Le Rêve Africain as a part of the album Hello Mama - EP
album cover
Release DateMarch 8, 2018
LabelLe Rêve Africain
Melodicness
Acousticness
Valence
Danceability
Energy
BPM64

Credits

PERFORMING ARTISTS
Ghirmay Andom
Ghirmay Andom
Lead Vocals
COMPOSITION & LYRICS
Ghirmay Andom
Ghirmay Andom
Songwriter

Lyrics

ሄለው ሄለው ሄለው ኣደይ
----- ወደይ ዲኻ?
ሄለው ሄለው ኣደይ
ሄለው መልኣኽ ሰላም
ሄለው ትሰምዕኒ ዘለኺ ማማ
እንኮይ ምልኣት ገዛና
ሓንቲ ከም ህይወት
ላላላይ
ናና ናናኖ
ህያበይ ሃበኒ ጸሎተይ
ዝወደይ ክርእዮ በዛ ዓይነይ
ህያበይ ሃበኒ ጸሎተይ
ዛጓለይ ክርእያ በዛ ዓይነይ
ሃለው ካብ ምዕራብ መሬት
ሃለው ካብ ዓዲ ስደት
ሃለው ካብ ምዕራብ መሬት
ሃለው ካብ ዓዲ ስደት
ሃለው ካብ ምዕራብ መሬት
ሃለው ካብ ዓዲ ስደት
ሕጂ'ዶ ከይረኽቦ በጃኺ?
ፍሽኽታ ሰሓቕኪ
ውሽጠይ ዝባነይ
ቆሪሩ ስኢኑ ሟሙቕኪ
ጽምዋ ከመይ ትኽእልዮ?
ምስቲ ሕሱም ናብራ
ንዓይ'ሞ ሞተይ'ዩ
ወጽዓኺ ክካፈል ዘይክእለሉ
ሃለው ካብ ምዕራብ መሬት
ሃለው ካብ ዓዲ ስደት
ሃለው ካብ ምዕራብ መሬት
ሃለው ካብ ዓዲ ስደት
ሃለው ካብ ምዕራብ መሬት
ሃለው ካብ ዓዲ ስደት
Written by: Ghirmay Andom
instagramSharePathic_arrow_out􀆄 copy􀐅􀋲

Loading...