album cover
Home
4
African
Home was released on June 20, 2025 by Le Rêve Africain as a part of the album Home - Single
album cover
Release DateJune 20, 2025
LabelLe Rêve Africain
Melodicness
Acousticness
Valence
Danceability
Energy
BPM103

Credits

PERFORMING ARTISTS
Ghirmay Andom
Ghirmay Andom
Lead Vocals
COMPOSITION & LYRICS
Ghirmay Andom
Ghirmay Andom
Songwriter
PRODUCTION & ENGINEERING
Ghirmay Andom
Ghirmay Andom
Producer

Lyrics

እምለሰኪ ዶ'ኾን
ኣብራኸይ ከይጠለማ
እርእየኪ ዶ'ኾን ኣዒንተይ ከይደኸማ
ዝናፍቐኪ ቤተይ
ቤት መቕደስ ስድራና
ዝናፍቐኪ ቤተይ
ናይ ፍቕሪ ደብርና
አርክበልኪ ዶ'ኾን
ኣዕኑድኪ ከይፈረሰ
ፍሽኽታ ወለዲ
ዓዲ ከየርሓቐ
ሕሰም ናይ ከርተተይ
ምዕራፉ ምስ ኸተመ
ናይ ንእስነት ዝኽረይ
ሕብሩ ከይሰሰሰ
ገዛና ገዛና
ገዛና ገዛና
ገዛና ገዛና
መዕረፊት ልቢ
ንእሽቶ ዓለመና
ንነብሰይ ከናዲ
ሰጊረ ውቅያኖሳት
መንፈሰይ: ልበይን ግን ኣይሓለፈን ልዳት
ዝወግሕ ዘይመስል
ነዊሕ ለይቲ ስደት
ብርሃን ክጽበስ
ኣዕሪበ ንእስነት
ምስ ትፋኖ ጸሓይ
ኣብ ምውላድ ወጋሕታ
ቤተይ ክምለስ'ዩ
ናይ ወትሩ ምህለላይ
ምሸትና ክወግሕ
እንተ ተመሰለለይ
ዋላ ኣብ ዘይሰምዕ ደብሪ'የ ዘብጽሕ ጸሎተይ
ስለ'ቶም ህጻናት
ቁልዕነት ዘይጠዓሙ
ስለ'ቶም ወለዲ
ረዳኢ ዝቐበጹ
ስለ'ቶም ንጹሃት
ኣብ ማሕዩር ዝበለዩ
ስለ'ቶም መንእሰያት
ሕልሞም ዝተሰርቁ
ስለ ሓላል ህዝቢ
ዝተሓረመ ቤቱ
ኣምላኬ እንተሊኻስ
ስምዓዮ ብኽያቱ
Written by: Ghirmay Andom
instagramSharePathic_arrow_out􀆄 copy􀐅􀋲

Loading...