album cover
Alamdeni
51
African
Alamdeni was released on August 18, 2010 by Le Rêve Africain as a part of the album Mslekhi iu
album cover
Release DateAugust 18, 2010
LabelLe Rêve Africain
Melodicness
Acousticness
Valence
Danceability
Energy
BPM76

Music Video

Music Video

Credits

PERFORMING ARTISTS
Ghirmay Andom
Ghirmay Andom
Lead Vocals
COMPOSITION & LYRICS
Ghirmay Andom
Ghirmay Andom
Songwriter

Lyrics

ከምቲ ንኡስ ህጻን እግሪ ዘይተኸለ
ታተ እባ ኣብልኒ
በእዳወይ ሒዝኪ ፍቕሪ መሃርኒ
ከምቲ ንኡስ ህጻን እግሪ ዘይተኸለ
ታተ እባ ኣብልኒ
በእዳወይ ሒዝኪ ጣዕሙ ኣላምድኒ
ኣ... ላምድኒ
ጣዕሙ ኣላምድኒ
ኦ... ኣላምድኒ
እቲ ሕሱም ዝብልዎ መሪር ዝሰምይዎ
ጭካነ ናይ ፍቕሪ ኣባይ ከም ዝርህርህ ገይርኪ ኣላምድኒ
ጀለምታ ፍቑራት ክፈልጦ ምስጢሩ
ናፍቖት ድዩ ጓሂ ወትሩ ዘፍርሓኒ
ኸይከውን ግዳዩ
ከምቲ ንኡስ ህጻን እግሪ ዘይተኸለ
ታተ እባ ኣብልኒ
በእዳወይ ሒዝኪ ፍቕሪ መሃርኒ
ከምቲ ንኡስ ህጻን እግሪ ዘይተኸለ
ታተ እባ ኣብልኒ
በእዳወይ ሒዝኪ ጣዕሙ ኣላምድኒ
ኣ... ላምድኒ
ጣዕሙ ኣላምድኒ
ኦ... ኣላምድኒ
ጠጥዑም ከዘንቱ ካብ ናይ ፍቕሪ ታሪኽ
መሃርኒ ብልሓት ኣብ ውሽጡ ሰፊረ ንፍቕሪ ክሰብኽ
እቲ ሕሱም ዝብልዎ መሪር ዝሰምይዎ
ጭካነ ናይ ፍቕሪ ኣባይ ከም ዝርህርህ ገይርኪ ኣላምድኒ
ስጉምቲ ከይከድኩ ንድሕሪት ከይምለስ
ይፈርሖ ከይመጽእ ንልቢ ዘጣዕስ
ኣላምድኒ እንዶ ኣላምድኒ
ኣላምድኒ እንዶ ኣላምድኒ
ጠጥዑም ከዘንቱ ኣብ ናይ ፍቕሪ ታሪኽ
መሃርኒ ብልሓት ንፍቕሪ ክሰብኽ
ኣላምድኒ እንዶ ኣላምድኒ
ኣላምድኒ እንዶ ኣላምድኒ
ወረጃ ሙኻንኪ እንድየ ኣለልየ
መሃርኒ ኢለኪ ልበይ ኣዳልየ
ኣላምድኒ እንዶ ኣላምድኒ
ኣላምድኒ እንዶ ኣላምድኒ
ጠጥዑም ከዘንቱ ኣብ ናይ ፍቕሪ ታሪኽ
መሃርኒ ብልሓት ንፍቕሪ ክሰብኽ
ኣላምድኒ እንዶ ኣላምድኒ
ኣላምድኒ እንዶ ኣላምድኒ
ኣላምድኒ እንዶ ኣላምድኒ
ኣላምድኒ እንዶ ኣላምድኒ
Written by: Ghirmay Andom
instagramSharePathic_arrow_out􀆄 copy􀐅􀋲

Loading...